ትምህርቲ ቋንቋ ጀርመን ን ስደተኛታት

ባዕልኻ ምምሃር

Startseite der App vhs-lernportal

ብ ኢንተርነት ጌርካ ቋንቋ ምምሃር

ኢንተርነትን ኢመይልን እንተለኩም ኣብዚ ናይ ነጻ መምሃሪ ኢንተርነት ናይ ጀርመን ፎልክስ ሆኽ ሹለ ኣቲኩም ቶሎ ክትመሃሩ ጀምሩ። ብ ኢንተርነት ጌርካ ቋንቋ ምምሃር

Einstieg Deutsch - App Logo

ብ ኣፕ ጌርካ ቋንቋ ምምሃር

ስማርት ሞባይልን ኢንተርነትን እንተለኩም በዛ ናይ ነጻ መሃሪት ብ ፍልክስ ሆኽ ሹለ ዝተዳለወት ”Einstieg Deutsch” ትብል ኣፕ ጌርኩም ተመሃሩ።

ብተወሳኺ