Inhaltsspalte
ትምህርቲ ቋንቋ ጀርመን ን ስደተኛታት
መመዝገቢ ቦታ ኣብ ከባቢኻ ዝርከብ ( ንግዚኡ ዕጹው ኣሎ)
ባዕልኻ ምምሃር
ብ ኣፕ ጌርካ ቋንቋ ምምሃር
ስማርት ሞባይልን ኢንተርነትን እንተለኩም በዛ ናይ ነጻ መሃሪት ብ ፍልክስ ሆኽ ሹለ ዝተዳለወት ”Einstieg Deutsch” ትብል ኣፕ ጌርኩም ተመሃሩ።